Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Android app by Afromium Digital Solutions. Entertainment · Afromium Digital Solutions

Store rating
4.8 / 5
Store rating count
100
Download price
Free to download
In-app purchases
Not listed in captured metadata
Version
4.56
Listing last refreshed
2026-09-12

View the original store listing

Store description excerpt

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ። ማዕዳ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር፣ ብሄራዊ ተመክሮ፣ ሓቂ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም። ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ፣ ትምህርቲ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።

Review coverage

AppRill has captured 0 reviews for this app. This is a collected sample, separate from the store rating count. Latest review capture: Not captured yet.

Recent captured chart positions

No chart positions have been captured for this app yet.

Chart position, rating count and review coverage do not establish downloads, revenue or profit. Understand the differences.